https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16464
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትካልና ዝርከብ ብ ብረት + ዝተሰርሐ ዓራት ክሸይጥ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 8, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100,000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 8, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ናይ ጨረታ ምልክታ

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትካልና ዝርከብ ብ ብረት + ዝተሰርሐ ዓራት ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትረቱ _ እትደልዩ ብኣካል ናብ ትካልና እናመፃእኹም እቲ ዓራት ብምርኣይ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ጠቅላላ ዋጋ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ናይ ላዕሊ ብረት ዓራት 200×90ቁፅሪ/ንዕል/65
2ናይ ታሕቲ ብረት ዓራት 200×90ዕምዲ1177
3ችፑድ በዓል 10 ' ዝተቆረፀብቁፅሪ286
4ችፑድ በዓል 10' ዘይተቆረፀብቁፅሪ285

1. ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 29/05/2017ዓ.ም ክሳብ 08/05/2017 ዓ.ም ምኻኑ::"

2. ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ ብር) እናኸፈልኩም ካብ ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብ ፋይናንስ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትኽእሉ/ላ/ ምዃንኹም ንገልፅ

3. ናይቲ ንብረት ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ዝኸእል::

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/05/2017 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ድማ ሰዓት 4:30 ምዃኑ እናፍለጥና እቲ ጨረታ ሰነድ ኣብ ትካልና ኣብ ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ትገብሩ ይግባእ::

5. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብር 100,000(ሚኢቲ ነ ሽሕ ብር) ክተትሕዙ ኣለኹም::

6. ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ንምኸፋት ኣይተዓናቐፍን:: ::

7 ትካልና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

8. ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ዓርሶም ትራንስፖርት ከልዕሉ ይግባእ::

9. ኣድራሻና ኣብ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ጥቓ ነዳዲ መዐደሊ ንዉሽጢ እትዉ ኢልኻ ኣብ ዝርከብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 29/05/2017ዓ.ም ክሳብ 08/05/2017 ዓ.ም ንተወሳኪ ሓበሬታ (0914727888)::