https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16393
ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ - ናይ ማሕበራውን ልምዓታውን ኮሚሽን ዓዲግራት ቅርንጫፍ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ - ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት : ብቑዓት ነጋዶ (potential Suppliers) ምፍላይ ይምልከት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ - ናይ ማሕበራውን ልምዓታውን ኮሚሽን ዓዲግራት ቅርንጫፍ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ - ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት

ዋኒኑ: ብቑዓት ነጋዶ (potential Suppliers) ምፍላይ ይምልከት

ኣብርእሰ ዋኒኑ ከምዝተሓበረ ትካልና በዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ዘርፈታት ማለት እዉን

1. Stationary

2. Electronics

3. Medicine and Medical supplies and laboratory equipment

4. Electrical equipment

5. Spare parts

6. Food items

7, Chicken production

8. Printing services and cooking materials ካልኦትን ሕጋዉያን ዝኾኑ ዓቕሚ ዘለዎም (potential suppliers) ነጋዶ ብምፍላይ ናይ ቀፀልቲ ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ክፍፅም ስለዝደለየ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ መቕረባይነትን ካልኦት ኣድለይቲ ዝኾኑ ደኩመንታትን ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ነጋዶ ብቕዓትኩም ዝገልፁ ንዉድድር ኣድለይቲ ዝኾኑ ደኩመንታት ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 21/ 05 / 2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/05/2017 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ትካልና እንዳመፃኹም ክትምዝገቡ ንዕድም።