https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16383
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደርያኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደርያኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ::

በዚ መሰረት

➢ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኸእል

➢ ናይ ግብሪ መኸፈሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN)መረዳእታ ከቅር ብ ዝኸእል

➢ ናይ ቫት ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኸእል

➢ እዚ ፕሮፎርማ 23/5/2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 2፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡00 ኣብ ማእኸል ̧ኢንቨስትመንትቃላሚኖ ይኸፈት

➢ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል

➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል

➢ ን ተወሳኺ ሓበሬታ ብ ቁ ስልኪ 09 00 66 61 49 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ተ.ቁዓይነት ኣቅሓመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመለለዪ /specification/
1ጎማ ናይ መኪናቁፅሪ5ኣዲስ ጎማ 750*16
2ካላማደርያቁፅሪ5750*16