https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16373
ኮሌጅ መምህራን አመራርሐን ትምህርቲ ዓድዋ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓም ንምምህር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ቀለም ናይ ሮዞ ቶነራት : ናይ ኮምፒተራት ፎቶኮፒን ካልኦትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 3, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 3, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም : ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ / ቫት / ተመዝገብትን : መቅረባይነት  ዘለኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልዩ መረዳእታት ኩሎም ብምሓዝ ክትጫረቱ እናዓደምና

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 16/5/2017 ዓም ካብ ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ክፍሊ ዕደጋ ሰነድ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት ብ 100 ንመሳርሒ  ንኣቅሑት ፅሬት 50 ቅርሺ ዓዲግኩም ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዕለት 3/6/2017ዓም ሰዓት 5:00 ኣብ ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ክምትገብሩ እናፈለጥና

3 እቲ ጨረታ ኣብቲ ዕለት 3/6/2017ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ዝተረክብሉ ይክፈት

4 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914113336 / 0914787924