https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16366
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ መኪና መጋየፂ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 21, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቁፅሪ:-ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን/ 23 /2017 

ዕለት:- 16/05/2017 ዓ/ም

ናይ መኪና መጋየፂ ምልክታ ፕሮፎርማ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ መኪና መጋየፂ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ክተቕርቡ/ እትደልዩ ተወዳደርቲ ነጋዶ/ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቋሒታት ድማ

✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2017 በጀት ዓመት ዘሐደሱን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡

✓ ናይ ዘርፉ መቕረባይ ሰርቲፊኬት ዘለዎምን ናይ 2017 በጀት ዓመት ዝተሓደሰን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም፣ ክታምን ማሕተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሸጉ ክቀርብ ኣለዎ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 16/05/2017 ዓ/ም ይኸውን፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/05/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 21/05/2017 ዓም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይ/ ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 04 ልክዕ ሰዓት 3፡00 ይኮዉን፡፡

✓ ንብረት ዘሸነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል፡፡

✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ፌርማ ይገበረሉ ካብዙይ ወፃኢ እንተኮይኑ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር

✓ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡

ተ.ዓይነት ንብረትስፐፊኬሽንመለክ
ዒ
በዝሒናይ ዋጋ ግምትመብርሂ
ነፀላ ዋጋጠ/ዋጋ
1ሌዘር ኮምፎርት ናይ ፓራዶኦርጅናልሴት01
2ሌዘር ኮምፎርት ናይ ሃርድ ቶፕኦርጅናልሴት01
መተሓሳሰቢ - ተወዳደርቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ኣብ ዝፀንሓሉ ግዜ ውሽጢ 3 መዓልቲ ስራሕ/ መወዳደሪ ፖስታ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ኣለዎም።