https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16345
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 19, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ፕሮፎርማ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ንምግዛእ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ተ.ቁዝርዝር ንብረትስፔስፍኬሽንመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብረሂ
01Break pad kit04465-YZZF6set2

4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፅር ማዕልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::

5. እዚ ዕድጊት ካብ 15-19/05/2017ዓ.ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።

6. ዕለት 20/05/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተኸፍቱ ንዉሳነ ሓሳብ ንክቐርብ ይግበር

7. ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፖስታ ምስተኸፈተ ን7' ማዕልቲ ይኸዉን::

8. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፅር እዋን ከቅርብ ዝክእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::

10. እዚ ፕሮፈርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::