https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16292
መባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ንአገልጋሎት እቲ ቤት ዕዩ ዝዉዕል ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ፅሕፈትን :መሳርሒ ህትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንኣቅሑት ፅሬት 1000 : መሳርሒ ፅሕፈትን 1500 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሬት 1500: መሳርሒ ሕትመትን 1500
  • ቦታ:ሮብ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ሰነድ ጨረታ ናይ ተጫረቲ ስም ፊርማን ኣድራሻ ማህተምን ኣብ ዝወዳደርሉ ነብስ ወከፍ ሰነድ ከዕርፉ አለዎም

2 ተወዳደርቲ ዝሐተደሰ ፈቃድ ንግዲ ወረቀት ተመዝጋባይ ተወሳኪ እሴት ታክስን ከምእዉን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ካልኦት ዘድሊ ሰነዳት ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ንኣቅሑት ፅሬት 1000 : መሳርሒ ፅሕፈትን 1500 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሬት 1500: መሳርሒ ሕትመትን 1500 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ንዝሰዓሮ ዝርዝር ንብረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ኣብቲ ዉድድር ሰዓራይ ኣካል ዉዕሊ ምስኣሰረ ትሕጁ ሽዑ ንሽዑ ይምለሰሉ

5 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 8/5/2017 ዓም ክሳብ 23/5/2017 ዓም አብ ዘሎ ግዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ መባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ክፍሊ ምምሕዳር ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ንብረትን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

6 ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣስሩ ኣብ ሰለሰተ መዓልቲ ገደብ ዉሽጢ ቀሪቦም ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምሓዝ ምስ መባእታዊ ሆስፒታል ደሆን ናይ ሓባር ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግቡእ አለዎም

7 እቲ ጨረታ 23/5/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ሆስፒታል ዶሃን ከተማ ዶሃን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ቤት ዕዩ ጨረታ ካብ ዝከፈተሉ ጀሚሩ ዋግኡ ን 15 መዓልቲታት ዝፀንዐ ይከዉን

9 እቲ ቤተ ዕዩ ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914589113