https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16291
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ንፈልሺ ጣብያ ግልጋሎት ዝዉዕል ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ ብልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ ነንሕድሕዶም 3000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቀሑት መከና ድማ 10000 ቅርሺ
  • ቦታ:እምባ ኣላጀ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 30/4/2017 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 16/5/2017 ዓም ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

2 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ  2017 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ሕዳር ወይድማ ታሕሳስ 2017 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ናይ መቅረባይነት 2017 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ :ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ  ነንሕድሕዶም 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ : ንመለዋወጢ ኣቀሑት መከና ድማ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ

7 እዚ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከኣል

8 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 16/5/2017 ዓም 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/5/2017 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/5/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ናይ ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ   ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/5/2017 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937007238  0914735380