https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16267
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ እንስሳት መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ እንስሳት መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ተደላይ ረቓሒ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኸእል

➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም

➢ እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስተብሃለ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቅርብ

ዝኸእል

➢ ናይ መድሓኒት ግዚኡ እንተነኣሰ ናይ 1 ዓመት መጥቀሚ ግዘ ክህልዎ ይግባእ

➢ ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ ::

➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 9/05/2017 ዓ/ም ናይ ቅ/ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 3:30 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ 0914755232 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል