https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1626
ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ እዞም ዝስዕቡ ንብረታት ማለት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 6, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ናይ ቤት ፈተነ ኣቁሑት ኬሚካላትን
  • ንላይብረሪ ዝኮኑ ደገፍቲ መፅሓፍቲ
  • ናይ ፅሕፈት መሳርሒ
  • ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን ንጨንፈር ማእከል ዘገልግሉ ህንፃ መሳርሒ

አወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና ትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዊ መቅረቢታት ካብ ዕለት 5/9/2008 ክሳብ 10/09/2008 ሰነድ ጨረታ ካብ ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም

ተጫረቲ

  1. ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለዎ
  2. መለለይ ቁፅሪ ክፍሊት ቲን ናምበር ምስክር ወረቐት የቅርብ
  3. ናይ ፕርፎርማ ሰነድ ከም ዉዕሊ የገልግል በቲ ዝቐረበ እስፐስፊኬሽን ተዘይ ኣረኪቡ ብሕጊ ፋይናንስ መምረሒ መሰረት ቅፅዓት ይዉሰን
  4. ስርዝ ድልዝ ፐርፎርማ አያገልግልን
  5. ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ንብረት የረክብ
  6. ስልኪ ቁፅሪ 0344400066