https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16243
አብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ግልጋሎት ብዝህቦም ቤት ፅሕፈታትን ካቤኔ ሰክሪታሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 11:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይዚ ዓመት ናይ መጨረሻ ወርሒ ቫት ዲክላሪሽን ኮፒን ከቅርብ ዝክእል እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 14/5/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረት መቁፅፃር ቢሮ ቁፅሪ 3ክሳብ 19 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ወሰኪድኩም ክትጫረቱ ንዕድም

ስለኪ ቁፅሪ  0344406451