https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16235
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ/ዲኮር/ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ኽዕድግ ይድሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 6, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 6, 2017 10:10 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ናይ ጨረታ ምልኽታ /ፕሮፎርማ/ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ/ዲኮር/ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ኽዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም!

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተቁዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
ፎርድ ኢቨረስት/Ford Everest/
1ኮንፈርት 7 ወንበርኦርጅናልሴት01
2ናይ ሙቐት መከላከሊኦርጅናልሴት01
3ናይ እግሪ መረጋገፂኦርጅናልሴት01

➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ : ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::

➢ እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ውድድር ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 02/05/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 06/05/ 2017 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 06/05/ 2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይኽፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቁፅሪ 42 ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3' ማዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7' ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::