https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16228
ቤት ፅሕፈት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም በጅት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን : ናይ መቅረባይነት ናይ ግበሪ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር : ቫት ተመዝገብቲ ዘኮነ ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፈሊ በሪ ቁፅሪ G1 02 ካብ ዕለት 2/5/2017 ዓም ክሳብ 16/5/2017 ዓም  ዘይመለስ 200 ቅርሺ ብምከፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረክብሉ ይከፈት

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ጨረታ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተወሳኪ ሐበሬታ  0344407335 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል