https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16224
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: መቅረባይነትን ሰርተፊከት: መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቅት ምስክር : ክሳብ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ

2 ዝተሐደሰ ዝርዝር መረዳእታ ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን ካብ መደባኛ ጉጅለ ዕደጋ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል

3 ኣብ ሕድድሕ ሰነድ ጨረታ ክቢ ማህተም ክዓርፎ ይግባእ

4 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም ሰነድ ኣማሊኡ ዘይእተዉ ተጫራታይ ደሕር ዝመፅእ ዝኮነ ይኩን ሰነድ ዘይተኣናገድ ምካኑ ክፈልጥ ይግባእ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5 /2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ነኒበይኑ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎም

7 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እነተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙኩእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ዝቀረበ መረዳእታ ዝሃሰሰ ወይ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን

9 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ትእዛዝ ወይ ኦደር ወሲዱ መከበሪ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ከትሕዝ ዝክእል

10 ተጫረቲ ኣብቲ ዝመለእክምዉ ሰነድ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ተቀባልነት ይብሉን

11 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ቢሮ ብዝርዝር ረቆሒ መሰረት ከምፅእ ዝክእል

11 ናይ ጨረታ መክፈትን መዕፀዉን በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

12 ኣድራሻ ኣብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን መደበኛ ጎጅለ ዕደጋ እዩ

ንተወሳኪ ሐበረታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914720632 0914032454  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል