https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16221
ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ቁፅሪ | 6

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ በዚ መሰረት

• ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድን መቕረባይነት ዘለኩም፡፡

• ናይ ግብሪ ካፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN - ዳታ እተቐርቡ እትኽእሉ

• ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም ቫት ዲክለረ ዝገበርኩምን፡፡

• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification መሰረት መሊኡ ከቅርብ አለዎ፡፡

• መቕረብቲ ካብ ዕለት 01/05/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/05/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:30 ዘይምለስ ብር 200/ክልተ ምኢቲ / ብምክፋል - ሰነድ ጨረታ ብምውሳድን ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከአል፡፡

መኸበሪ ጨረታ ብር 6000/ሽዱሽተ ሽሕ/ኮይነ ከም ምርጫ ናይቲ ተጫራታይ ካብዞም ዝስዕቡ ሓዲኡ ክኸውን ይኽእል፡፡

ሀ. ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና

ለ. ብዘይ ሰዓር ሌተር ኦፍ ክረዲና ዝቐርብ ውሕስና

ሒ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ቅድሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ከትሕዙ አለዎም

• ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 16/05/2017 ዓ ት 4፡00 ኮይኑ፣ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይኽፈት

• ተጫረቲ ወይም ወከልቶም እንተዘይተረኸን እቲ ጨረታ ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን፡፡

• ዘድሊ በዝሒ ደኩመንት ኦርጅናል ምስ ሓደ ኮር በበይኖም ተዓሽጎም ከቅርብ አለዎ

• ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን25 መዓልቲ እዩ፡፡

• ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም ኣብቲ ኤመሓት ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ክመልኡ ኣለዎም።

• አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር አይፍቀድን

• ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ጨረታ ማህተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣሎዎ

• ኤ.መ.ሓ.ት ዝሓሸ አማራፂ እንተረኺቡ እቲ አሬታ ብሙሉእ ወይም ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፡፡

• ካብ ናይ መንግስቲ መቕረባይነት ዝተኣገደ ዝኾነ ይኹን ትካል ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይፍቀደሉን ፤

ኣድራሻ- ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ ግራንድ ቢሮ ቁፅሪ 1 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር

ንብረትን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342406380 ይከኣል።