https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16202
ኤጀንሲ ንግድን ሰደድ ንክልል ትግራይ ናይ ሞተር ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 25, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ምልክታ ዋጋ መ ቅረቢ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 12/2017ዓ.ም

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድ ንክልል ትግራይ ናይ ሞተር ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም ፦

❖ ናይ2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቀድ ዘለኩም ።

❖ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብመቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ2017ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ።

❖ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (Tax identification Number) ዘቐርቡ ተወዳደርቲ ።

❖ ነቶምኣብላዕሊዝተጠቐሱረቑሓታትእተማልኡተወዳደርቲመረዳእታኹምፎቶኮፒገይርኩምዋጋመሊእኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት23/04/2017 ዓ.ም ክሳብ ዕለት25/04/2017ዓ.ም ሰዓት 11:30 ናይ ምሽት ኣብ ዘሎ ጊዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓዉልቲ ኣብ ዝርከብ ኣብ ከባቢ ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ዘሎ ሰናይ ዘበን ዝርከብ ህንፃ 2” ደብሪ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ቢሮ ቁፅሪ 10 ኸተቕርቡ ንዕድም።

❖ ዝልእኹምዎ ዶኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ገይርኩም ክተታሓሕዙ ኣለኩም ።ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከም ዝኸውን ነፍልጥ።

❖ ፕሮፎርማ ኣብ ሞንጎ መቅረባይን ቤት ዕዮን ምውዕዓል ከአድለየ እቲ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

❖ እቲ አትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እንተናአሰ ፕሮፎማ ካብ ዝተካፈተሉ 7' ናይ ስራሕ ማዓልትታት ይክውን።

❖ ተጠቃሚ ኤጀንሲ ዘድሊ ግልጋሎት እንተዘይ ረኺቡ ክፍሊት ክፍፅም አይግደድን።

❖ ኤጀንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ታ/ቁዓይነት ንብረትመፍለይመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳን
1ፍራቻኦርጅናልብቁፅረ04PAP moter2
2ፍሬን ሻፊ ድሕሪትኦርጅናልብቁፅረ01PAP moter2
3ፍሬን ሻራ ቅድሚትኦርጅናልብቁፅረ01PAP moter2
4ካቴኖኦርጅናልሴት01PAP moter2
5ማኔላ ፍረስዮንኦርጅናልብቁፅረ01PAP moter2
6ማኔላ ፍሬንኦርጅናልብቁፅረ01PAP moter2
7ጎማ ድሕሪት ምስ ካለማደሪኡኦርጅናልብቁፅረ01PAP moter2
8ጎማ ቅድሚት ምስ ካለማደሪኡኦርጅናልብቁፅረ01PAP moter2
9ሆልደር የማንኦርጅናልብቁፅረ01PAP moter2
10ሆልደር ፀጋምኦርጅናልብቁፅረ01PAP moter2
10ባትሪ 120v 5AMኦርጅናልብቁፅረ01PAP moter2

ንተወሳኺሓበሬታ:-ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ኣብ ዝርከብ ናይ ሰናይ ዘበን ህንፃ 2፥ ደብሪ ናብ ዳይሬክቶሬት ዳ/ር ፅ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 10 ብኣካል ብምቕራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 0342406363 ምሕታት ይከኣል፡፡