https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16187
ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም - ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ቁፅሪ | 5

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም - ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ በዚ መሰረት

• ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድን መቕረባይነት ዘለኩም።

• ናይ ግብሪ ካፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TI/ መረዳእታ ከተቐርቡ እትኽእሉ

• ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም ቫት ዲክለረ ዝገበርኩምን።

• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሰረት መሊኡ ከቅርብ አለዎ፡፡

• መቕረብቲ ካብ ዕለት 22/04/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/05/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:30 ዘይምለስ ብር 200/ክልተ ምኢቲ / ብምክፋል : ሰነድ ጨሬታ ብምውሳድን ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከአል፡፡

• መኸበሪ ጨረታ ብር 6000/ሽዱሽተ ሽሕ ኮይነ ከም ምርጫ ናይቲ ተጫራታይ ካብዞም ዝስዕቡ ሓዲኡ ክኸውን ይኽእል፡፡

ሀ. ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና

ለ. ብዘይ ሰዓር ሌተር ኦፍ ክረዲት ዝቐርብ ውሕስና

ሒ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ቅድሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ከትሕዙ አለዎም

• ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 07/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይነ፣ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይኽፈት፡፡

• ተጫረቲ ወይም ወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን፡፡

• ዘድሊ በዝሒ ደኩመንት ኦርጅናል ምስ ሓደ ኮፒ በበይኖም ተዓሽጎም ከቅርብ አለዎ

• ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 25 መዓልቲ እዩ፡፡

• ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ጀሚሮም ኣብቲ ኤመሓትኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ክመልኡ አለዎም።

• አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር አይፍቀድን

• ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ጨረታ ማህተም ናይ ድርጅትም ከዓርፎ ኣሎዎ

• ኤ.መ.ሓ.ት ዝሓሸ አማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፡፡

• ካብ መንግስቲ መቕረባይነት ዝተኣገደ ዝኾነ ይኹን ትካል ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይፍቀደሉን ፣

ኣድራሻ- ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ ግሪ ዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 1 ወይ 1' ደብሪ ቑዕሪ -ቢሮ105 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342406380 ምርካብ ይከኣል፡