https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16164
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዝርዘሩ ዓይነታት መሳርሒ ስፖርት ዋጋ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10.000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ምልክታ ጨረታ ግዝኢት መሳርሒ ስፖርት

ንኹሉኹም ሰብ ዋና ትካል መሳርሒ ፅሕፈት ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዝርዘሩ ዓይነታት መሳርሒ ፅሕፈት ዋጋ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝሰዕብ መምልኢ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 ክፊልኩም ካብ ቤት ትምህርትና ፋይናንስ ምምሕዳርን ብምውሳድ መሊእኹም ክሳብ እዚ ኣብ ታሐቲ ዝተገለፀ ዕለትን ስዓት ክተእትው እናፀዋዕና እዞም ዝሰዕቡረቃሕታት ክተማልኡ ንሕብር

ቑፅሪ
ዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቐላላ ዋጋመብርሂ
1ማልያን ቁምጣን ተምሃሮቑፅሪ24
2ሙሉእ ስፖርት ዕጥቂ መምህራንቑፅሪ3
3ኩዕሶ እግሪቑፅሪ5
4ኩዕሶ ቮሊቮልቑፅሪ5
5መንፍሒ ኩዕሶቑፅሪ3
6ኩሶ ሰኪዔትቑፅሪ2
7ኔት/መርበብ ናይ እግሪ ኩዕሶቑፅሪ2
8ኔት/ መርበብ ናይ ኩዕሶ ቮሊቮልቕፅሪ1

1. ኮፒ መፍለይ ቁፅሪ ነጋዳይ

2. ኮፒ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

3. መኽበሪ ጨረታ ኣብ ዋጋ ዝሕሰብ ብር 10.000/ብር ዓሰርተ ሽሕ/ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ

4. ዋጋ ዝምላእ ብዝተቐመጠ መዐቀኒ ኢዩ

5. ዋጋ እንትምላእ ቫት ሓዊሱ ኢዩ

6. ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ተራንስፖርት የቕርብ

7. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ኣታዊ እተዘይገይሩ ውዕሊ ከምዘፈረሰ ተቖፂሩ ንመኸበሪ ጨረተ ካብ ዘትሓዞ ገንዘብ 30% ተቐናሲ ተገይሩ ይምለሰሉ

6. ጨረታ ዝወፀሉ  ዕለት 17/04/2017ዓ/ም ዝውድአሉ ዕለት 24/04/2017ዓ/ም ስዓት 6፡30 ተዓፅዩ ልከዕ ስ ዓት 8፡00 ይኸፈት

7. ቤት ትምህርትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በዚ ጨረታ አይግደድን

8. ናይ ተጫራታይ ሙሉእ ኣድራሻ ምፅሓፍ ግድን ይኸውን

ወረዳ ________________ ጣብያ ________________ ቀጠና ________________ ሰልኪ ________________

9. ማህተም ትካል ዝየብሉ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

10. ግዝያዊ ኣድራሻ ዓይደር ሓፈሻዊ 2ይ ብረኪ ቢት ትምህርቲ