https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16133
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ ረሳሕ ፈሳሲ መኪና መኪና ፅገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 16, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 21/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ ረሳሕ ፈሳሲ መኪና መኪና ፅገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21868/ቸ/መ/ማይ ዕለት 8/4/2017 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ

ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Prime Master leaf spring rear side (Prima balestra Iveco) width 8cm, length 160m chassis no. ZCFA41TMSN2725594Pcs2
2Break pad P.No. 4421031 Chassis no. ZCFA41TMS2725594Set6

N.B

እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 14/4/2017 ዓ.ም ክሳብ 16/4/2017ዓ/ም

ኣድራሻ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335