https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16105
ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት፣ ፅሕፈት፣ ናይ ማይ ኣቅሑ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ከገዝእ ይደሊ ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3ooo
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ጨረታ-ምልክታ

ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት፣ ፅሕፈት፣ ናይ ማይ ኣቅሑ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ከገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቃሓዝታማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም፡፡

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2. ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

4. ጨረታ መክበሪ ናይ 3ooo ብር ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5. ጨረታ ሰነድ 1ዐዐ ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን ምም/ር መፂኩም ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

6. 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ

7. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 11/04/2017 ዓ.ም ስካብ 21/04/2017 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከውን

8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21 /04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡oo እንትከውን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 21 /04/ 2017 ዓ/ም ስዓት 4፡30 ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ይኸውን

9. ጨረታ እንትክፈት | ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከቡሉ ይከፈት

10. ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ከኣስር ዝክእል

11. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ዘይንበብ ንግዲ ፍቃድ ፤ቲን ናበር እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

12. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

NB ፡- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0935703350 ደውልካ ምሕታት ይከኣል፣፣