https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16098
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 04:45 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቑፅሪ ዕክንም 791/2-3/01/1

ዕለት-10/04/2016 ዓ/ም

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰረት

ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ /VAፐ/ቫት ተመዝገብቲ

_ዝኾንኩም እዚ ገልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐስ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ክሳብ ዕስት 24/04/2017 ዓ/ም ስዓት 4፡30 ኣብ ዘሎ ገዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ህንፃ ክፍሊ ቑፅሪ 3-19 ዳይረክተረት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳ ዘይምስስ ብር 100.00/ሓደ ሚኢቲ ብር/ከፌስኩም ጨረታ ሰነድ ሰነድ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡

ስ.ቁ--0344406451

ሞባይል

0914106939