https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16092
2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 14, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 14, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ንምቕራብ እትኽእሉ ትካላት ኣብ ናይ ባዕልኩም _ መምልኢ ቅጥዒ ፕሮፎርማ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 10/04/2017 ስጋብ 14/04/2017ዓ.ም ኣታዊ ንኽትገብሩ ንሕብር 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ ኣብ ሰሜን ክ/ከተማ ቀበሌ 07 ጥቃ ፖሊስ ኦኬስትራ ማርሻል ባንድ ክልል ትግራይ ወይ ፊትንፍት ሜዳ ዳፀባ ከባቢ ይርከብ

ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ1

➢ ሕጋዊ ንግዲፍቃድን ኣብ 2017ዓ.ም ዝተሃደሰን ኮፒ ምቅራብ

➢ ናይ 2017 ዓ.ም ግብሪ ዝከፈለ ኮፒ ምቅራብ

➢ ቫት\VAT\ ዝተመዝገበ ኮፒ ዘቅርብ

➢ 2% withhold tax ዝከፍል

➢ ናይ መቕረባይነት ፍቃድ ዘለዎ ኮፒ ዘቕርብ

➢ ትክክለኛን ፅሬቱን ስታንዳርዱን ዝሓለወ ንብረት ዘቕርብ ንዝፍጠር ፀገም ሓላፍነት ዝወስድ

ተዓይነት ወፃኢ ዝኮነሉመጠንመለክዒ (spesfication)ጠቅላላ በዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳ
1ቀለም መራብሒ ማሽንብቁፅሪ2430DX ኦርጅናል 1ይ ደረጃ10
2ማስተር መራብሒ ማሽንብቁፅሪ2430DXኦርጅናል 1ይ ደረጃ04
380 ግራም ወረቀትብደስጣ1ይ ደረጃ ኦርጅናል100
4ዳስተር 1ይ ደረጃብቁፅሪኦሜጋ ኦርጅናል 1ይ ደረጃ50
5ደብተርብደርዘን50 ሉሑ 1ይ ደረጃ ኦርጅናል100
6ቢሮ ዕንቆዋይብፓኬትብሳምፕል በዓል 50 ኦርጅናል LINC glycer fine super smooth ball pen10 ፓ
7ቢሮ ቀይሕብፓኬትብሳምፕል በዓል 50 ኦርጅናል INC glycer fine super smooth ball pen10 ፓ
8ክላሰርብቁፅሪ250ግራም ኦርጅናል100
9ኣቃፊ በዓል ገመድብቁፅሪ1ይ ደረጃ ኦርጅናል25
10ፍሉድ ምስ መበፅበፂኡብቁፅሪ1ይ ደረጃ ኦርጅናል05
11ፋስትነርፓኬት1ይ ደረጃ ኦርጅናል05
12ስቴፕልስ ንእሽተይፓኬትGREAT HALL Model 369 1ይ ደረጃ ኦርጅናል05
13ኮላ /wood fix/ብቁፅሪ1ይ ደረጃ ኦርጅናል10
14ፍለሽ 32GBብቁፅሪ1ይ ደረጃ ኦርጅናል06