https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16085
ኣብ ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ኣትሌቲክስ ፌደሬሽን ኤለክትሮኑክስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 12, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 03/17

ኣብ ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ኣትሌቲክስ ፌደሬሽን ኤለክትሮኑክስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ካብ 08/04/2017 ዓ/ም ክሳብ 11/04/2017 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኽእሉ ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 11/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት

3. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

5. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ.

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል የገድድን

7. ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክኸውን ኣለዎ ቫት የወስኸ ምባል ተቐባልነት የብሉን 8 ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊክሽን መሰረት ትኸኸለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ኮሚሽና ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር፣

➢ ኮሚሽና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0914785469 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ