https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16049
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 06:20 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቅፅሪ ፕሮፎርማ 05

ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ፕሮፎርማ መቅረቢ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 07/04/2017 ዓ.ም. ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/04/2017 ዓ.ም. ኣብ ዘሎ ክሳብ ስዓት 6.00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ መሊእኩም ክተቅርቡ ንሕብር::

2. ተወዳዳሪ እቲ ዘሸነፉዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 05 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ስዓራይ ትካልን በዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፍኬት /In/ናይ መቅረባይን ሰርትፍኬት ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ንሕብር

5. ስዓራይ ትካል እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የቅርብ

6. እዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ሪዝድለ ዓይነት ንብረት /Material/ዝርዝር መግለፂ Modelምዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1ኦልተርኔተር ኣሰይ ሞዴል CK-08 ዓይነት መኪና ጂሊ1106013201 ኦርጅናልቁፅሪ01

መተሓሳሰቢ

ኣድራሻና ዓዲ ሐቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ስ.ቁ. 0344-401875