https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16044
ኣብ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ግልጋሎት ንዝህቦም ቤት ፅሕፈታትን ካቢኔ ሲክተሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 05:35 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይዚ ዓመት ናይ መወዳእታ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ኣዋጅ ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓተ ክሳብ 9/4/2017 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3 ክሳብ 19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፊልኩም ብመዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም

ንፉሉይ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344406451