https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16026
ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳስተርን ከይዲ ሰራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ከተማ ሸራሮ ብሌዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት ሽድሽተ ግዜ ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንካልኣይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቅምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

1 ብመሰረት እዚ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ማለት እዉን ንመዋእለ ህፃናት ንላባጆ ንማነፋኩቸሪንግ ንክሊኒክ ዝዉዕሉ 9 ቦታታት ንትካላተ ዝዉዕሉ 62 ቦታታት ንመንበሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 79 ቦታታት ባሐፈሻ 150 በዝሒ ቦታታት ካብ 2/4/2017 ዓም ኣብ ዘሎ 10 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉሽጢ ናብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳስተርን ከይዲ ሰራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ከተማ ሸራሮ እንደመፃእኩም ሰነደ ጨረታ ክትገዝኡን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድላይ ዘበለ መረዳእታ ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ትክእሉ