https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16005
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ በጀት ዩኒዲፒ ዝቅነስ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30000
  • ቦታ:ደጎዓ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ንግድ ፍቃድ ዝሐደስኩም መቅረባይነት ዝተመዝገብክሙን ቲን ናምበር ዘለኩምን

2ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ ንኩሉ በቲ መሰመረ ዝወፀ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክፍቲ ኮይኑ ኣብቲ ጨረታ ብፅሑፍ ከረዳዳእ ዝክእል እትክእል

3 መከበሪ ጨረታ 30000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ከብ ዕለት 25/3/2017 ዓም ክሳብ ጀሚሩ ክሳብ 8/4/2017 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ቁፅሪ ክፍሊ 03 ክትወስዱ ትክእሉ

5 ሕድሕድ ደኩመንት ኦርጅናልን ኮፒን ብክልተ ፖስታ ኣብ ሽምዒ ተዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል ወይ እትክእል

6 መከበሪ ስራሕ አፈፃፅማ ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ድማ 10 መእታዊ ከትሕዝ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ 8/4/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ይከዉን

8 ጨረታ ዝክፈተሉ 8/4/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ይከዉን

9 ሰዓራይ ምስዓሮም ምስሰተነገሮም ሹንንሹዑ ዉዕሊ ዝኣስሩን ኣብ ዉሽጢ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲታት እቲ ንብረት ብዝቀረበ እስፐስፊኬን መሰረት ኣጎዓዒዞም ናብ መክዝን አታዊ ክገብር ዝክእሉ ወየድማ ዉዕሊ ኣሲሮም ግልጋሎት ምሃብ ዝጅምሩ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0947492334 / 0914134261