https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15972
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቲ ዝተዉሰነ ዉልቀ ማሕበር በቲ ሎሚ ዓመት ኣፅዲቅዎ ዘሎ ሐድሽ ናይ ኪራይ ዋጋ ዝተፈላለዩ ዓይነት ማሽነሪ ተሽከርከርትን ተካሪዩ ኣብ ዝተፈላለየ ፕሮጀክትታት አዋፊሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

1 ብፍላይ ገልብጭ መኪና ማለት እዉን ዳምፕ ትራክ : ሎደር : ሎረር : ሰርቪስ ባስ : ፒካፕ : ዳፕል ጋቢና ኮብራን መካይን በቲ ሓድሽ ናይ ኪራይ ዋጋ ምስትካልና ዉዕል ኣሲሩ ክትሰርሑ እትደልዩ ዓማዊል ላጪ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና እናመፃእኩም ዉዕሊ ኣሲርኩም ክተስረሑ ፃዊዕትና ነቅርብ

2 ንተወሳኪ ሐበሬታ 034440870034 ወይድማ 403887