https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15950
ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሪክቶሪት ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝርከቡ ቤት ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ከም ኮምፒተር ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 3, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 3, 2017 11:35 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ መቅረባይነት መዝጋባ ቲን ቁፅሪ ከምእዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይዚ ዓመት ናይ መጨረሻ ወርሒ ቫት ዲክለሪሽን መረዳአታ ቅዳሐከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ 3/4/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሪክቶሪት ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይመለስ 100 ቅርሺ ከፊልካ ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344406451