https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15940
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዕዲጊታት ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ምልከታ ፐር ፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዕዲጊታት ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

  • ናይ ዓቤቲ መግቢ
  • ናይ ዓቤቲ ፐርሰናል ኣይተም

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017ዓ/ም ዘለዎ

2. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕዝ ዝክእል::

3. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)።

4. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 20/03/2017 ዓ/ም -26/03/2017 ዓ/ም ይከውን::

5. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 26/03/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ¦ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝከፈት ይከውን።

6. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

7. እቲ ዝኣቲ መግቢ ዕርየቱ ዝሓለወን ዝተመረተሉን ዕለት ቀረባ ዝኮነ::

8. ኣብ ዝወፀ እስፐስፊኬሽን ምውሳክ ወይ ምቅናስ ወይም ተመሳሳሊ ኢልካ ምፅሓፍ ኣይካኣልን::