https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15939
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዕዲጊታት ብፐር ፎርማ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ አቁሑት/

ምልከታ ፐር ፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዕዲጊታት ብፐር ፎርማ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

  • ናይ ህፃናት መግቢ
  • ናይ ህፃናት ፐርሰናል ኣይተም
  • ናይ ተግባር ስልጠና
  • ናይ ፅሕፈት መሳረሒ 
  • ናይ ፅርየት ኣቁሑት
  • ናይ ስነልቦና ኣቁሑት

ተወዳደርቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017ዓ/ም ዘለዎ

2. ፅርየቱ ንሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

3. እቲ ዝኣቲ መግቢ ዝነወሐ ናይ ምፅናሕ ግዜ ዘለዎ::

4. ኣብ ዝወፀ እስፐስፊኬሽን ምውሳክ ወይ ምቅናስ ተማሳሳሊ ኢልካ ምፅሓፍ ኣይካኣልን

5. ፐርፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 20/03/2017ዓ/ም-24/03/2017ዓ/ም

6. ፐር ፎርማ ዝዕሸገሉ ዕለት 24/03/2017ዓ/ም ሰዓት 4,00 ብተመሳሳሊ ዝክፈተሉ

7. ዕለት 24/03/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይከውን

8. 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል