https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15928
ቤት ፅሕፈትና ንዞባ ደቡብ ማአከላይ ቤት ፍርዲ ዝውዕል ቐዋሚ ንብረት ማለት ውን ኤሌክትሮንክስ ሕትመት ፅሕፈት መሳሪሒን ኣናአሽተይ ኣቅሑትን ፅሬት ኣቅሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈትና ንዞባ ደቡብ ማአከላይ ቤት ፍርዲ ዝውዕል ቐዋሚ ንብረት ማለት ውን ኤሌክትሮንክስ ሕትመት ፅሕፈት መሳሪሒን ኣናአሽተይ ኣቅሑትን ፅሬት ኣቅሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: 

ሰሊዚ ቀፂሎም ዝተዝርዘሩ ረቋሒታት አተማሉኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትቋረቱ ይዕድም፥፥

1. በቲ ዘፈር ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት ዘለኩም ተውሳሲ አሴት ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓ/ም ዲክላሬሽን ከቅርብ ዝክእልን

2. ሕጋዊ ንቅዲ ፍቃድ ዘሎዎ መለልይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክ አል

3. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ካብ 12/03/2017 ክ ኣብ ዕ፨ንብ፨ም፨ፋይ ብምውሳድ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ፖስታ ብም አሻግ ናይ ተጫረቲ ስምን ፊርማን ማሕተመን ብምግባር ኣብ ዝተዳለው ሳንዱቅ ቢሮ ቁፅሪ 12 ም አታው ይከኣል አዩ፥

4. አቲ ጨረታ 25/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎምን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዛባ ደቡብ ማአከላይ ቤት ፍርዲ ማይጨው ይክፈት

5. ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳሪሒ 6000/ሽድሽተ ሺሕ/ ብጥረ ገንዘብ ወይም ብሲፒኦ ከድሕድ ንቀዋሚ ንብረት ን ኤሌክትሮኒክስ ሕትመት ኣናአሽተይ ኣቅሑትን ፅሬት ኣቁሕትን ድማ 3000 /ሰለስተ/ ሺሕ ብጥረ ገንዘብ ወይም ብዝተረጋገፅ ብሲፒኦ ከድሕድ ዝክአል

6. ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ንብረት ዋጋ ፻% መክበሪ ውዕል ብመልክት ሲፒኦ ከድሕዝ ዝክአል

7. ተጫረት ዝሰዓርዎ ንብረት ሙሉአ ብሙሉአ ክሳብ ዝተስማምዕሉ ዕለት አንድሕር ተዘይ ኣቅሪቦም መከበሪ ውዕሊ ዘድሐስዎ ገንዘብ ብቅፅዓት ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከውን ፥

8. ጨረታ ሰዓራይ መቅረቢ አቲ ንብረት ውዕሊ ካብ ዝ ኣሰረሉ ኣብ ውሽጢ ፲ መዓልቲ ታት ኣታዊ ይገብርን ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢታት ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ይፈብሩ

9. ካብቲ ዝተቀመጠ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ካሊ አ ኣማራፂ ክቅምጥን ኣብቲ ስፐስፌኬሽንን ዘይተነፀረ ንብረት ምቅማጥ ኣይፍቀድን አንተተቀሚጡ ውድቂ ይከውን

10. በቲ ዝወፅ ስፈስፌኬሽን ፅሬተቶም ዝሓለወን ኦርጂናልን ዝኮኑ ምካኖም ኣረጋጊፁ ክመል አን ክ ወዳድርን ይግባአ

11. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሽ መማሬፂ ተረኪቡ አቲ ጨረታ ብምሉአ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

12. መቅረባይ ብመሰረት ውዕሊ ተዘይ ኣቅሪቡ ፩፨፻ ዝቅፃዕ ኮይኑ ውዕሊ ወሃቢ ዝሐሽ ማማረፂ ተረኪቡ ውዕሊ ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ

ንተውሳኪ ሓቤሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03447 77 02 21 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል አዩ