https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15873
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን አብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ስሩዕ በጀት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መነግስቲ ዝጥቀማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሞተር ሳይክል መሰርሒ : መኪና ስፔር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን አብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ስሩዕ በጀት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መነግስቲ ዝጥቀማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሞተር ሳይክል መሰርሒ : መኪና ስፔር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ስለዚ ሕጋዊያን ተጫረቲ በቲ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ እናበርና ሰነድ ጨረታ ካብ 12/3/2017 ዓም ክሳብ 25/3/2017 ዓም ብኣካል ብምቅራብ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ብኣካል እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፀና

2 ሰነድ ጨረታ ንድሕድሕ ሎት ዘይምለስ 100 ብር ናይ ደኩሜንት ዋጋ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጎ ተምቤን ቁፅሪ ክፍሊ 03 ክትወስዱ ትክእሉ