https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15853
ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሪክቶሪት ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ግልጋሎት ንዝህቦም ኣብያተ ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 11:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ መቅረባይነት መዝጋባ ቲን ቁፅሪ ከምእዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይዚ ዓመት ናይ መጨረሻ ወርሒ ቫት ዲክለሪሽን መረዳአታ ቅዳሐከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ 20/3/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሪክቶሪት ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይመለስ 100 ቅርሺ ከፊልካ ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344406451