https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15840
ኤጀንሲ ስታስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈትን : መኪና ጎማን ባትሪን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

1በቢ ዘርፉ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ : ናይ መቅረባይ ሰርተፊኬት : ተወሳኪ እሴት ታክስን: መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ : ንተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ሕሉፍ ናይ ሰለስተ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥኩምን

2 ሳዐራይ ትካል ብደብዳቤ ካበ ዝበፅሖ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ቀሪቡ ዉዕሊ ዝአስርን ዉዕሊ ዝተኣሰረን ንብረት ኣብ ዉሽጠ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘቅርብን

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ 11 ሕዳር 2017 ዓም ክሳብ 26 ሕዳር 2016 ም ሰዓት 3:00 ናይ ንግሆ ይዕፀዉ ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 26 ሕዳር 2016 ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጎሆ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት

4 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 200 ቅርሺ ንናይ መኪና ጎማን ባትሪን ብር 100 ባንኪ ቁፅሪ 1000538487663 ኢትዩጰያን ንግድ ባንኪ ኣታዊ ብምግባር ባንክ ኣድቫይስ ብምሓዝ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ  ፋይናንስን ንበረት ምምሕዳርን ሰነድ ምዉሳድ ትክእሉ

4 እቲ ኤጀንስ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ኤጀንሲና ካብ ሕድሕድ ንብረት 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል እዩ

6 ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ወይዘር ህናፃ ደብሪ ኮይኑ ፊት ንፊት ዋና ቤት ፅሕፈት ማይክሮፋይናንስ ደደቢት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342403254