https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15819
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕስኣ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ዝዉዕል ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ከም መብስዒ ወረቀት ስቲፕለር እሰቲፕላይዘር ካልኦትን ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2017 06:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ናይ 2017 ዓም ዘለዎም

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎም

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝኮነን ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕስኣ ካይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ኬዝ ቲም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 9/3/2017 ዓም ክሳብ 23/4/2017 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓተ እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

6 ናይ ጨረታ ፖስታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይድማ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑትን ናይ እንስሳ መድሓኒትን ነንሕሕዶም 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

7 ተጫራታይ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ዉዕሊ ምስ ኣሰረ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ንበረት ዘቅርብን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣጎዓዒዙ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕስኣ ካይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ንብረት ክፍሊ አታዊ ዝገብር

8 ጨረታ 24/4/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ዕለት 24/4/2017 ዓም ዕለት 24/4/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕስኣ ካይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ይክፈት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምህለዎም ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914142377 / 0914106199