https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15799
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ወጅራት ዒስራ ዓዲ ኣብ 2017 ዓም ነቲ በጀት ዓመት ናይ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት መሳርሒ ፅሕፈት :ኣናእሸተይ ኣቅሑትን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃደ ንግዲ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉን

2 ናይ ከፈላይነት ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩምን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2017 ዓም ዝከፈልክምሉ ወርሓዊ መረዳአታ ከተቅርቡ እትክእሉ

3 ኩሉ ሰነድ ፋይናንሻልን ዋናን ቅዳሕን ነብይኑ ተዓሺጉ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቀርበ ዝክእል

4 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሽ ብስፒ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝክእል

5 ድሕሪ ቅሬታ ሰለሰተ መዓልቲ ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲታተ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል

6 ሰዓራይ ኣካል ንብረቱ ናብ ቤት ፅሕፈት ልመዓተ እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከቅርብ ዝክእል

7 ኣብቲ ዝወፀእ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ተሃሊዉ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

8 ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ወጅራት ዒስራ ዓዲ ቢሮ ቁፅሪ 4 ምዉሳድ ትክእሉ

9 ኣብ ሕድሕድ ዋጋ ዝተሐተ ወይድማ ዝመለአ ተጫራታይ ሰዓራይ ይከዉን

10 ዋጋ ፂኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ ን 30 መዓልቲ እንትከዉን ካብ 11/3/2017 ዓም ክሳብ 17/3/2017 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

11 ጨረታ 18/3/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ክክፈት እዩ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914294502 / 0914136741