https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15793
ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ ሞባይልን ኔክማይክ ብግልፂ ጨረታ እወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ቁፅሪ 3

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ ሞባይልን ኔክማይክ ብግልፂ ጨረታ እወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። 

በዚ መሰረት

• ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድን መቕረባይነት ዘለኩም፡፡

• ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/ መረዳእታ ከተቅርቡ እትኽእሉ

• ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ንሓሰ 2016 ዓ/ም ቫት ዲክለረ ዝገበርኩም፡፡

• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሰረት መሊኡ ከቅርብ አለዎ፡፡

• መቕረብቲ ካብ ዕለት 4/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:30 ዘይምለስ

ብር 200/ክልተ ምኢቲ / ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምውሳድን ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከአል፡፡ መኸበሪ ጨረታ ብር 4000/አርባዕ ሽሕ/ኮይነ ከም ምርጫ ናይቲ ተጫራታይ ካብዞም ዝስዕቡ ሓዲኡ ክኸውን ይኽእል፡፡

ሀ. ኣብ ኵነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና

ለ. ብዘይ ሰዓር ሌተር ኦፍ ክረዲት ዝቐርብ ውሕስና

ሐ. ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ቅድሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ከትሕዙ አለዎም

• ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 19/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይነ፣ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበ ይኽፈት፡፡

• ተጫረቲ ወይም ወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን፡፡

ዘድሊ በዝሒ ደኩመንት ፋይናንሻል ኦርጅናል ምስ ሓደ ኮፒ በበይኖም ተዓሽጎም ከቅርብ አለዎ

ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን15 መዓልቲ እዩ፡፡

• ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም ኣብቲ ኤመሓትኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ክመልኡአለዎም፡፡ አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር አይፍቀድን

• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ማህተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣሎዎ

• ኤ.መ.ሓ.ት ዝሓሸ አማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰል

ዝተሓለወ እዩ፡፡

• ካብ መንግስቲ መቕረባይነት ዝተኣገደ ዝኾነ ይኹን ትካል ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይፍቀደሉን ፤

ኣድራሻ- ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ 1 ደብሪ ቑፅሪ ቢሮ105 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቱዕሪ 3342406350