https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15785
ቤት ፅሕፈት ግልጋልት ቀረብ ማይ መቀለ ን2017 ዓም በጀት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮ መካኒከል መቀያየሪ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ክጫረቱ እትደልዩ ንክትወዳደሩንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ : ናይ መቅረባይነት : መለለይ ቁፅሪ :ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን

2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ቀዳማይ ደብሪ ክፍል ቁፅሪ 2 ብምምፃእ ካብ 5/3/2017 ዓም ክሳብ 19/3/2017 ዓም ዘይመለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/3/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0914755845