https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15784
ቤት ፍርዲ ከተማ ዓዲግራት ጋንታ ኣፈሹ ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት ኤሌክትሮኒክስ :ተሽከርከርቲ : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 07:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 በቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ናይ 2017 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስ

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምካኑ ምስክር ወረቀት ዘቅርብ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ምዝጉባት ምኩንኩም ካብ ቢሮ ፋይናንስንቁጠባ ልምዓትን ዝተወሃበክሙን ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

6 ቅድሚ ጨረታ ምካፈቱ ናይ ጨረታ መከበሪ 3000 ከትሕዝ ዝክእል

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 29/2/2017 ዓም ክሳብ 13/3/2017 ዓም ሰዓት 6:30 ካብ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ጋንታ አፈሹም ቤት ፍርዲ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ምዉሳድ ይከኣል

8 ተጫረቲ ዘይምለስ 20 ብር ብምክፋል ነቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ጋንታ አፈሹም ቤት ፍርዲ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ምዉሰድ ይከኣል

9 ጨረታ ሳንዱቅ 13/3/2017 ዓም ሰዓት 6:30 ተዓሺጉ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 7:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት

10 ሰዓራይ ምካነ ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11ቤት ፍርድና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914569906 / 0914208542