https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15782
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ነቅ ሰገን ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : መድሓኒት እንስሳን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:መሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ : መድሓኒት እንስሳ 3000 ቅርሺ
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተጫረቲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

2 ሰነድ ጨረታ ካብ 4/3/2017 ዓም ክሳብ 19/3/2017 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን መፂእኩም ክትወዱ ትክእሉ

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ንዝኮኑ ናይ ቀረባ ወረሒ ሒሰበ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ : መድሓኒት እንስሳ 3000 ቅረሺ በስፒኦ  ከቅርበ ዝክእል

5 እዚ ጨረታ 19/3/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት

6 ሰዓራይ ጨረታ እንተዘይተሰማሚዑ ዘትሓዞ ገንዘብ ኣይምለሰሉን

7እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0933800078