https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1578
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ፅሬትን : አቁሑት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 20, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ

2 ወርሓዊ ተወሳኬ እሴት ታክስን ወረቀት ምስክር መቅረባይነት 2008 ዓ/ም ዘመላእኩም ሕጋዊያን ተወዳደርቲ ዘይምለስ 20 ቅርሺ እናከፈልኩም እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 18/08/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 3/9/2008 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ቁፅሪ ክፍሊ 6 ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ኢኩም

3 እቲ ጨረታ 3/9/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ቁፅሪ ክፍሊ 6 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ወይድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344450607 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል