https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1576
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት : ፎቶ ኮፒ ማሽን: ኮምፒተር :ፕሪንተር :ላፕቶፕ : ፕሮጀክትር :አቁሑት ቢሮን ሐለቅቲ ፅሕፈት መሳርሒን ዝመሳሰሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 20, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:40
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2008ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተመዝገብቲ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ መጋቢት ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ 400;/ኣርባዕተ ሽሕ ብር/ ከቅርብ ዝክእል

4 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ደ/ ክ /ስ/ ዕ /ፋይ/ን ምም/ርÂ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ ብርÂ Â 40ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይካአል

5 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ 19/08/2008 ዓም ክሳብ 4/9/2008 ዓ/ም ሰዓት 400 ተዓፅዩ ሰዓት 430 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉይክፈት:

6 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፊል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ብቁፅሪÂ 0344403728Â ደዊልካ ምሕታት ይካአለ