https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15733
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ከርማል ኦይልን ግሪስ EP2ን ካብ መቅርብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዉ ዝግበአኩም ረቆሒታትን ዝርዝር ንብረትን ዝሐዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ስለዝተዳለወ እዚ ምልክታ ብሬዲዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 20/3/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ላጪ ካብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ክፍሊ ዕደጋ 200 ቅረሺ እናከፈልኩም ጨረታ ምዕዳግ ከምትክእሉ ይገልፅ