https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1573
ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሉ ንዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሚያዝያ 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ዋጋ ጨረታ

መክበሪ ጨረታ/BID BOND Â ብ CPO ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ

Part number

መጠን

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ብር

ሳን

1

ብርጅስቶን ምስ ካላማደሪያ

ብር 30

ብር 3000

7.50.R16LT M755

Â

10

Â

Â

2

ቀለበት ቸርኬ 5ተ ኮኔሊቲ

105

Â

01

Â

Â

3

ቀለበት ቸርኬ 6ተ ኮኔሊቲ

Â

Â

05

Â

Â

4

ቀለበት ቸርኬ 6ተ ኮኔሊቲ

Â

Â

Â

Â

05

Â

Â

Â

1 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኹምን

2 ቲን ረጂስተር ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርትፊኬት ዘለኩም

4 VAT ተመዝገብቲ ዘኮንኩም

5 ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣምፂኦም ዘረክቡ

6 አሸናፊ ምሰ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ላዕለዋይ ሰደቃ ዝተጠቀሰ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ከፊልኩም ጨረታ ሰነድ ብምምላእ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ናዓደምና ጨረታ ሳንዱቕ ካብ 30/08/2008 ዓም 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:00 ሰዓት ናይ ንጉሆ ዝክፈት ምኻኑ እናሐበርና ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ተተረኪቦም ይምረፅ

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ