https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15719
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2017ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈትን ፡ ኣቅሑት አሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ኣብ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈትን ፡ ኣቅሑት አሌክትሮኒክስን ዝሰተፉ ትካላት ኮይኖም ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድ መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎም ፡ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ኮይኖም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ መረዳአታ ሒሳብ ዘቅረብሉ ከቅረቡ ዝክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ ንነብስወከፍ 15000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ብዘይሳዓር ሌተር ኦፍ ክሪዲት ዝቀርብ ዉሕስና  ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ከዓ ናይ ክፍሊ ትእዛዝን

4 ሰነድ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈትን ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቢሮ ክትወስዱ ትክእሉ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ 9/3/2017 ዓም ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ንኡስ ከይዲ ዕደጋ ይከዉን

6 ጨረታ ወፂኡ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ተጫረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ ብመሰረት እቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቆሒ ካብ 25/2/2017 ዓም ክሳብ 9/3/2017 ዓም ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ምስተገዘእ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ንኤሌክትሪኒከስ ዝሳተፉ ቴክኒካል ፋይናንሻልን ብክልተ ፖስታ ዘቅርቡ ኮይኖም ብተመሳሳሊ ንመሳርሒ ፅሕፈት ዝሳተፉ ድማ ወናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ዘቅርቡ ኮይኖም

7 እቲ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 40 መዓልቲ ይከዉን

8 ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናስን ዝረከብ ኣብ ኮምፐሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ብሎክ ሐደ ኣብ ቀደማይ ቀፀሪ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን እዩ

9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342400158