https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15716
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ንጀኔሬተር መለዋወጢ ግልጋሎት ዝውዕል ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቑ/ፕሮ- 12

ቑፅሪ ዕክንም 686/2-3/1/01

ዕለት-25/02/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ንጀኔሬተር መለዋወጢ ግልጋሎት ዝውዕል ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ትካላት ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ቲን ናምበር ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዋ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ እሺኩም ንዕለት 28/02/17 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ረፋድ ናብ ቑፅሪ · ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 28/02/17 ዓ.ም ሳዓት 4:30 ረፋድ ዝኽፈት ምዃኑ ንገልፅ::

2. ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ዝቐረበ ዋጋ ዝፀነቦ ይኸውን

3. ስፕሲፌኬሽን ካብ ቤ/ዕ/ት ፕረዚደንት ዳ/ዕ/ፋ/ንብ ምም/ር ቑ ክፍሊ 3-18 ብኣካል ምውሳድ ይካኣል

4. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ንብረት ከርክብ አለዎ

5. ንዝደለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577/0914706215 ምሕታት ይካኣል

6. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ መሰራዝ መሰለ ዝተሓለወ'ዩ::

ዝድለ ዝርዝር ንብረት

ዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1OIL FILTER2654407pcs4
2Fuel filter901-249pcs4
3coolantTurbo coolantlitre10
4Air cleanerFRG10-0354/90/pcs2

ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት