https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15696
ማእከልይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለየ ኣቅሑት ሃለቀቲ መሳርሒ ፅሕፈት : ፅሬት : ሕትመት : ናይ ቢሮ ማሽነሪ ናዉቲ : ቀዋሚ ንብረትን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ መረዳእታ ዘቅርበ ክወዳደሩ ይክእሉ

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 25/2/2017 ዓም ክሳብ 10/3/2017 ዓም እቲ ጨረታ ዕለት 10/3/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:00 ይክፈት

5 ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከልይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ክፍሊ ቁፅሪ 18 ምዉሳደ ይከአል

6 መከበሪ ጨረታ ብር 5000 ብጥር ገንዘብ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ንሕድሕድ ሎት ከትሕዝ ዝክእል

7 ዝርዝር ትሕዝቶ እቲ ጨረታ አብ ቤት ምክሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት ማእከላይ ቤት ፍርዲ ከተማ ማቐለ ተገለፁ ስለ ዘሎ ምርኣይ ይከኣል

8 ቤት ፍርድና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914705506 / 0914260123 / 0914106968