https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15666
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ናይ እንስሳት መድሓኒት : ናዉቲ ሕክምናን ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ናዕዴር ዓዴት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

1 ብመቅረባይነት መድሓኒት : ናዉቲ ሕክምናን እንስሳት ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ዝተሐደሰ ናይ 2017 ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለተ እዉን ቫት ዲክልሬሽን ክሳብ መስከረም 30 2017 ዓም አታዊ ዝገበርክምሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ ናዕዴር ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

7 ተጫራታይ ዝመልኦ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ፖስታ ተፈላሊዩ ተዓሽጉ ኣብ ወረዳ ናዕዴር ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ አለዎም

8 ሰነድ ጨረታ 10/3/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

9 ዝሰዓረ ተጫራታይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መፅዓንን መራገፍን ናብ ወረዳ ናዕዴር ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት አታዊ ክገብር አለዎ

10 እተቅርብዎ መድሓኒት አገልግሎት ዘመኑ ልዕሊ ክልተ ዓመት ክከዉን አለዎ

11 ፅሬት መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብባዕል ሞያ ሐለዋ ጥዕና እንስሳ ብምርግጋፅ ቁቡል ዝግበር ይከዉን

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቢ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0945055458 / 0914259833