https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/15664
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ንግዲ ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ዘካይዶም ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር :ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ተመዝጋባይ ምካኑ ዝገልፅ መረዳእታ  : መቅረባይነትን ካልኦት ኣድለይቲ ዝባሃሉ መረደእታት ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ መግዘኢ 300 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ንግዲ ትግራይ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን መፂኦም ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይድማ ኣንኮንድሽናል ባንኪ ጋራንት ከትሕዝ ዝክእል

4 እቲ ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ሰዓት ስራሕ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ወይድማ ብቁፅሪ ፖስታ 14 ምለኣክ ይከኣል

5 ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደሪ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 5 ተከታታሊ መዓልቲ ናብ ኢንተፕራይዝ ስራሕቲ ንግዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል

6 ጨረታ ሰዓራየ ዝኮነ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ነቲ ጨረታ መከበሪ ዘትሓዞ ብሙሉኡ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ

7 እቲ ጨረታ 5/3/2017 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት አቲ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ግዜ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ

8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344416727 / 0914734474